ዘረባ ካብ ጐረቤት ንጐረቤት ተሰገረ
ካብ መሓዛ ናብ መሓዛ ተበረረ
ካብ ጓና ናብ ሓመኛ ሰጊሩ ብዕላል ተመቀረ
ብተፈላለዩ ቛንቛታት ተሓንኪሩ ተተቐየረ
ዳኛ ሲኢኑ ኣብ ዓዲ ተዓንደረ
ሓቂ ተቐቢሩ ሕሜት ተዓመረ
ብተፈላለየ መልሓስ ተተሓንከረ
ሞጎት ሃሲሱ በለካ ተኸበረ
ጽልኢ እምበር ፍቕሪ ነይተረረ።
ዝላ ዘረባ
Posted
Comments
None
Author pg Admin
Comments
Commenting is closed for this article.