ገለ ክፋል ናይ መምርሒ ጸወታ ዘርኢ ጽሑፍ

 

 

 

 

 

 


ጸወታ ፍልጠት

ሓጐስ ዝመልኦ ናይ ትምህርትን ፍልጠትን ጸወታ

 

 

 

 

                     

 

 

መግልጺ ኣገባብ ጸወታ ፍልጠት ብትግርኛን ብጀርመንን/ ገጽ 1 - 4

Spielanleitung auf Tigrigna & Deutsch / Seite 4 - 7

Game Manual in English is coming soon!

 

 

 

 

 

ጸ ወ ታ  ፍ ል ጠ ት፣ ቃ ላ ት  -  S p i e l  F I L T E T  &  K A L AT

Freude am spielerischen Lernen und Wissen

Paulos Ghebreweldi, © All Rights Reserved                                                                        Darmstadt, den 01.05 2007

                                  ንመዘከርታ ወለደይ ዝተወፈየት/ meinen Eltern gewidmet.


 

ትሕዝቶ ጸወታ ፍልጠት

 

v     መግለጺ ኣገባብ ኣጸዋውታ ጸወታ ፍልጠት

Ø      እዚ ጸወታ ፍልጠት ክልተ ጸወታት ዝሓዘለ ኰይኑ፣ ብኸምዚ ዝስዕብ ድማ ተሰይሞም ኣለዉ።

·        ጸወታ ፍልጠት

·        ጸወታ ቃላት

v     ሰተታ ጸወታ፡ ብኽልቲኡ ገጹ መሃሪ ጸወታ ዝሓዘለ እዩ

                                                (zweiteiliges Spielbrett)

                         

        ጸወታ ፍልጠት                                   ጸወታ ቃላት

 

v     ሐደ ዛህር (ዳይስ - Würfel/Dice)

 

 

 

v     4 ከበብቲ እምኒ ሓንዳ/ሓንዳይ (Handa/Runde Quarzsteine)

 

 

 

v     20 ርናዓት መጻወቲ ዕንጨይቲ ኣእማን (ካብ መበገሲ ዓውዲ ናብ ዕላማ ዓውዲ ጸወታ ቃላት ክንቀሳቐሱ ዘሎዎም መጻወቲ (Oktogon Holzspielsteine)

 

 

v     4 ዋንጫ (ሸሎዃ) መሰል ናይ ዕንጨይቲ መጻወቲ እምኒ

               (ምልክት እምኒ, Merksteine/Pöppel)

 

 

v     2 ኣባትር ሸደድ (Sheded - Holzstäbe)

 

 

 

 


ዕላማን ኣበረክቶን ጸወታ ፍልጠት

 

እዚ ጸወታ እዚ ንቖልዑት፣ ንዓበይቲ ከምእውን ንምሉእ ስድራቤት ከገልግል ዝኽእል መሃሪ ጸወታ እዩ። ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ኣበርክቶ ናይዚ ጸወታ እዚ ድማ ቖልዑትን ስድራቤትን ሓቢሮም ንኽጻወቱ ዓቢ ዕድል ይኸፍትን ይዕድምን። ብሓውሲ ጸወታ ኣቢሉ ድማ ስነ ጽሑፍ ግእዝን ቛንቛታት ኤርትራን ካልኦት ብፊደላት ግእዝ ዝጸሓፉ ቛንቛታት ይምህርን ምስኣቶም ንኽትላለ ዕድል ይህብ።

እዚ ናይ ስድራቤትን ቖሉዕትን መሃሪ ጸወታ፡ ብመገዲ ምዝንጋዕ ኣቢሉ እዞም ዝስዕቡ አገደስቲ ነጥብታት የኽስብ፤

*      ፊደላትን ስነ-ጽሑፍን ግእዝ ይምህር፤

*      ቛንቛታት ኤርትራን ክልኦት ብግእዝ ዝጸሓፉ ቛንቛታትን ንምጽናዕን ንምምሃርን ይሕግዝ

*      ገለ ባህላዊ ጸወታታት ዞባታት ኤርትራ የላሊ

*      እዚ ጸወታ እዚ ካብ ኣበረክቶ ምዝንጋዕን ምጽዋትን ሓሊፉ ድማ ብዛዕባ ባህልን ታሪኽን ከባቢ ኤርትራ ንምፍላጥን ምስኣቶም ንምልላይን ባይታ ይኸፊት

*      ናይ ኤርትራ ሓጸርቲን፤ ኣፋዊ ልቢ ወልድን ጽውጽዋያትን ንምፍላጥን ንምዝካርን ይጠቅም

*      ባህላውን፤ ዘመናውን ድርፍታትን መዛሙርን ንምድራፍን ንምዝማርን ይሕግዝ።

ብተወሳኺ እዚ መሃሪ ጸወታ እዚ፣ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ኣብ ምምዕባል ዓቢ ግደ ክህልዎ ኸሎ፡ ኣብኦም ዘለዎ ክእለት ንምግፋሕን፤ ንምትብባዕን፤ ይሕግዝን የተባብዕን።

*      ኣትክሮን እድህቦን ኣብ እትመራመረሉ ወይ እትዛረበሉ ሓሳብ ንምብሳል ይጠቅም (Concentration)

*      ሓሳባት ንምምዕርራይን ንምእላይን ይሕግዝ (Coordination)

*      ከምኡውን ንግብረ-መልሲ የማዕብል (Trains the Reaction)

 

 


I: ገለ ክፋል ናይ መምርሒ ጸወታ ፍልጠት፡

*      ካብ ክልተ ንላዕሊ ዝዀኑ ተጻወቲ ኣብዚ ናይ ሓባር ጻወታ እዚ ክጻወቱ ይኽእሉ እዮም።

*      ...................

*      ................................

 

 

   

 

*      ሸደድ ........

*      ...........................

*      ናይ ሙዚቃ ፊደል ዘለዎ ዓውዲ፡ ደርፊ ወይ መዝሙር ድረፍ ወይ ዘምር ማለት እዩ: ........

*      .......................................

*      ምልክት እዝኒ ዘለዎ ዓውዲ፡ ሕንጥል ሕንጥሊተይ: .....................

*      ------------------------------------

*      ምልክት መጽሓፍ ዘለዎ ዓውዲ፡ ...........

*      .......................................

*      ሓንዳ - ኣብ ኤርትራ ዝጽወት ባህላዊ/ያታዊ ጸወታ እዩ፡ ...........

*      ...................................................

 

II: ገለ ክፋል ናይ መምርሒ  ኣገባብ ጸውታ ቃላት

*      ነዚ ጸወታ ቃላት እዚ ክሳብ 4 ዝኣኽሉ ሰባት ክጻወትዎ ይኽእሉ እዮም።

*      ................

*      .......................................

*      ኣብ ጉዕዘኻ፤ ካብ መበገሲ ዓውዲ ናብ ዕላማ ዓውዲ ክትከይድ ኰሎኻ ገለ ቁምነገር ሓዘል ምልክታት (ከም ሓንዳ፣ ሸደድ፣ መጽሓፍ፣ ንድሓሪት ተመለስ) ኣሎዉ፤ እዚኣቶም ምልክታት እዚኣቶም ሓደ ዓይነት ትርጉም ከም ኣብ ጸወታ ፍልጠት ዝተጠቕሰ ስለዘሎዎም፤ እቲ እትሰርሖ ስራሕ ሓደ እዩ (ንዝያዳ ሓበሬታ መግለጺ ጸወታ ፍልጠት ተወከስ)።

      መበገሲ ዐውዲ            ዕላማ ዐውዲ

 

*      ዕላማ ነይዚ ጸወታ እዚ ቀልጢፍካ ነቶም 5 የእማንካ ካብ መበገሲ ዓውዲ ኣበጊስካ ናብ ዕውዲ ዕላማ ምብጻሕ እዩ።

*      .............................................

*      .........................................................................

*      .........................................................................

*      ጸወታ ዝውዳእ፤ ሓደ ተጻወታይ ኣቐዲሙ ብምልኦም የእማኑ ናብ ዕላማ ዓውዲ ምስ ዘእትዎም ወይ ዘብጽሖም እዩ። እዚ ተጻወታይ እዚ ድማ እዩ፤ ነዚ ጸወታ ዝስዕር።

 

 

ገለ ኣብነታት ካብ ሕንቅል ሕንቅሊተይ ቛንቛ ትግርኛ ቀሪቦምውን ኣሎዉ:

 

ኣብነት ኣጸዋውታ ሕንቅል ሕንቅሊተይ:

ሓታቲ፤      ሕንቅል ሕንቅሊተይ

ተሓታቲ    ሰሰናቢተይ

ሓታቲ፤      .....................................

 

ሕቶታት ሕንቅል ሕንቅሊተይ:

1

ንእሽቶ ጽልቓ/ጭልቓ ኣብ ጎቦ ጠቢቓ

16

ክትበለዕ ሓዲራ ትጽዕዱ

2

ሓንቲ ንኺድ ንኺድ ትብል፤ ሓንቲ ነጽልል ትብል፤ ሓንቲ ነሳፍሕ ትብል

17

ቅድሚ ጐይትኣ ትኽደን

3

ክሰቐልካያ ስቕልቲ፤ ከይሐጸብካያ ሕጽብቲ

18

ኣብ ትሕቲ መሬት ኰይና ትንቁ

4

ንእሽቶ ፈላሲት፤ ኣብ ሩባ ቀዳሲት

19

ጸሊም ብዕራይ ክይድ ዝውዕል ኣብ ቀላይ

5

 

20

ቀይሕ ወዲ መንጸርጸሪ

6

ክወፍራ ጓዕማማት፤ ክኣትዋ ቀራናት

21

ዕንዱ ምስ ጽፍሩ

7